ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒህንፃን ፣ ብረታ ብረት ስራሕን ግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ግልጋሎት ክረክብን ይደሊ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ

1 ተጫረቲ ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን  መቅረባይነትን ዘሐደሱ ቲን ናምበርን ከቀርቡ ዝኽእሉ

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ሓምለ 2011 ዓ/ም ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ

2 ተጫረቲ ናይመኸበሪ ጨረታን ስራሕ ብረታ ብረት 10000.00 ቅርሺ ንህንፃ መሳርሒ3000.00 ቅርሺ

3 ዝተዳለወ ጨረታ ደኩሜንት ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ህንፃ ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ቢሮ ቁፅሪ 115 ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 12/2/2012 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ብስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከአል

4 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 27/1/2012 ዓ/ም

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/02/2012 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ሰዓት

6 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 12/02/2012 ዓም ሰዓት 4:00 ቅ/ ሰዓት

7 ጨረታ ዘሸነፉ መቅረብቲ ንዝስዓረዎ ኣቅሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት መፅዓንን መራገፍን ሸፊኖም ዘቅርቡ

8 በቲ ጨረታ ዝተሰዓሩ መቅረብቲ ወይ ግልጋሎት ወሃብቲ ጨረታ ኣናሊስስ ምስ ተወደአን ሰዓራይ ተፈሊጡ ዉዕሊ ምስአሰረ ዘተሓዝዎ ናይ ጨረታ መኽበሪ ይምለሰሎም

9 ጨረታ ሰዓራይ  ንኩሉ ዓይነት ንብረት  ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ብዘሸነፎ ዋጋ ንህንፃ መሳርሒ ኣብ 10 መዓልቲ ዘቅርብ ንብረታ ብረት ስራሕቲ ኣብ 20 መዓልቲ ኣታዊ ዝገብር

10 ተጫራቲ ዋጋ ዘቅርብሉ በቲ ዝወፀ ዝርዝር ዓይነት ኣቅሓ መሰረት  ምኻኖም አረጋጊፁ ከመለእ ይግባእ

11 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዝ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ 30 መዓልቲ ይከዉን

13 ተጫረቲ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ዋናን ቅድሕን ዝብል በበይኑ ብምግባር ከቅርቡ አለዎም

14 ከይዲ ጨረታ ብዘይአግባብ ምዛብዕ ምሙካር ብሕጊ ዘሕትትን አብ ዝኮነ ጨረታ ክሳብ ምእጋድ ስጎምቲ ዘስዕብ ምካኑ ክፈልጡ ይግባእ

15 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344401209 ምድዋል ይከአል እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo