ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኮብል ስቶን ካብ ከባቢ መቐለ ናብ ሑመራ ፖሊ ቴክኒክ ኮለጅ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ከጓዓዓዝ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ሑመራ

 1 ናይ 2011/2012ዓ/ም  ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

2 ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፀሪ ቲን ዘለኩም

3 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ክከፋል ዝክእል

 2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 26/1/2012ዓ/ም ክሳብ 28/01/2012ዓ/ም ክተቅርቡ ት

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29/01/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-480511/10 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo