ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ን 2011/12ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሪኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ2012 ዓ/ም ናይ ዝተፈላለዩ መካይን ንፅገና ኣቅሑት ስፔር ፓርት መለዋወጢ ኣቅሑ ጎማታት ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከእድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ካምዝስዕብ ይከዉን

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2011/12ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ

2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቅረባይነት ዝተመዝገበን ቫት ዝተመዝገበ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ብር 3000.00 ብሽም ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከትሕዙ ዝኽእሉ

4 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ኣብ እንዳ ተክለሃይማኖት ቤተ ክርስትያን ፊት ንፊት ኮሚሳርያት ቢሮና ቢሮ ቁፅሪ 25 ካብ ዳይሬክቶሬት ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ዘይምለስ 20 ብር ከፊልኩም ትወስዱ

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ዕለት 23/01/2012ዓ/ም ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/02/2012ዓም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉን ዘይተረከብሉን ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409947 ምድዋል ይከኣል:

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo