ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዘዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ክንዕድግ ስለ ዝደለና ሕጋዉያን መቅረብቲ ክትወዳሩ ንዕድም

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ቫት ተመዝጋቢን ናይ መወዳእታ ወርሒ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ

4 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ዘቅርብ

5ናይ ጨረታ መከበሪ ንኤሌክትሮኒክስ 5000፣ ንሞተር ሳይክል 5000፣ ንፈርኒቸር 1000፣  ብቤት ፅሕፈትና ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእል

6 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ 50 ብር ብምክፋል ካብ ማልት ቤት ፅሕፈት ቑፅሪ 430 ክወስዱ ይክእሉ

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ፋይናንሻል ዶክመንትን ማሕተምን ገይሮም ሓደ ኦርጅናል ሓደ ኮፒን ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 21 መስከረም 2012 ክሳብ 05 ጥቅምቲ 2012 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከበ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ

5 እቲ ጨረታ 05 ጥቅምቲ  2012 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo