ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ tሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ሞዴል ኒሳን ዲ22 መኪና ጎማን ባትርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ ስታስቲክስ ክልል ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ከቕርብ ዝክእል

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/1/2012ዓ/ም ክሳብ 27/1/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/1/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-403254ምድዋል ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo