ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚዘበን ንዝክበር ዓለምለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ንተሳተፍቲ እቲ በዓል መጓዓዝያ ዝኸዉን 60 ሰብ እትሕዛ 5 ኣዉቶፕሳትን 16 ሰብ ትሕዝ 1 ሃይሩፍ መኪና ክካረ ይደሊ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን፣ ናይ መቕረባይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ

2 ካላዉዶ ዝገበረት

3 ኢንሽራንስ ዝኾነት

2 በዚ መሰረት ካብ ዕለት 20/01/2012ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ምዉሳድ ይካኣል

3 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 04/02/2012 ሰዓት 9፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይኸዉን

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 04/02/2012 ሰዓት 9፡30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይከዉን

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝታሓለወ እዩ

ተወሳኪ ሓበሬታ 03 -44- 40- 01-77 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo