ፔንቴክ ትሬዲንግ ኣክስዩን ማሕበር ካብ ዕለት 01/11/2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/10/2011 ዓም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኢዶት ከግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኢዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ዉልቀ ኦዲተራት ኦዲት ትክላትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ይደሊ

ፔንቴክ ትሬዲንግ ኣክስዩን ማሕበር

1 ንትካልና ኣዲት ንምክያድ ዘክእል ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያ ዘለዎም

2 ናይ 2011 ዓም ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያ ዘሐደሱን ንግዲ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ /ተመዝጋቢ ንዝኮንኩም / መለለይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ካልኦት ንጨረታ ዝጠቅሙ መረዳእታት ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3 ኦዲት ዝግበር ሒሳብ ኣብ መቐለ ፔንቴክ ዋና ቤት ፅሕፈት ምካኑ ንምስታፍ ፍቃደኛ ዝኮንኩም

4 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ፔንቴክ ትሬዲንግ ኣክስዩን ማሕበር ኮሌጅ ሳይንስ ቴክኖሎጂን ፔንቴክ 2ይ ደብሪ ካብ ዕለት 19/01/2012 ዓም ክሳ 24/1/2012 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይክእሉ

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻል መወዳደሪ ቅጥዒ ብዝግባእ ብምምላእ ደጋፊ መረዳእታኩም ብምትሕሓዝን ኦርጅናል ኮፒን ነንበይኑ ብክልተ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ሕድሕድ ድማ ናይ ተጫረቲ ስም ኣድራሻ ፊርማ ኦርጅናል ዋናን ኮፒን ተባሂ ተፃሒፍሉን ሽምን ፊርማን ዓሪፍዎን ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ክሳብ 24/01/2012 ዓም ሰዓት 9:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ሰዓት ከእትዉ አለዎም

6 እዚ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈትና 24/01/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 9:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተሪቦም ትካልና እቲ ጨረታ ናይ ምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0913696969

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo