ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን 2008 በጀት ዓመት ንዘካይዶ ናይ መንገዲ ህንፀትን ግልጋሎት ፅገናን ዝዉዕል ሞልድ ብግልፂ ጨረታ ብምዉድዳር ክካረ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

ብመሰረት እዚ ተጫረቲ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ካልእ ኣድላዩ መረዳእታ ከቅብ ዝክእል

ተጫረቲ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ኩሉግዘ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዕዳጋ ምምሕዳር ንብረት  ክፍልን ምዉሳድ ይከኣል

ሰነድ ጨረታ ኩሉግዘ  ኣብ ስራሕ ሰዓት ንዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ብምእታዉ ወይድማ ብቁፅሪ ሳነዱቅ ፖስታ 14 ምልኣክ ይከኣል

ሰዓራይ ጨረታ ዝኮነ ተወዳዳሪ ምስዓረ ብደብዳብ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ 5 መዓልቲ ናብ  ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ

ጨረታ 18 ሕዳር  2008 ዓም ንጉሆ ዕለት 3 ፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 00 ይክፈት

ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ ግዘ ተጫራቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ክርከቡ ይምረፅ

እቲ ኢንተርፕራይዝ  ዝሓሸ ኣመራፂ  እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  ብቁፅሪ ስልኪ 0344416727 /0914708379 /0914743961

ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo