ሃፀይ የዉሃንስ መሳናድኦ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2008 ዓም ብናይ ድጎማ ባጀት GEQIP 1 DESKTOP COMPUTER እና Printer ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ሃፀይ የዉሃንስ መሳናድኦ ቤት ትምህርቲ

ሀ ጨረታ መፍለይ ቁፅሪ 01 ን 02 ቀወምቲ ሃለቅቲን DESKTOP COMPUTER ን Printer ናይ ሲፒዩ ዋጋ 5000.00 ብር ን 2 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ /እስቴሽነሪ/ናይ ስፒዩ ዋጋ 3000.00 ብር ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይዚ ዘመኑ ግበሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ቲን /TIN/ ናምበር

2 አብ መቕረባይነት ዝተመዝገብሉ መረጋገፂ ዘቕርብን ናይ ቫት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርትን ዘግበረ

3 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ብር 30.00 /ብር ሰላሳ ቅርሺ/

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 1/3/08 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 15 /03 /08 ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት 15/03/2008 ዓም ሰዓት 9:00 ይኽፈት እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ዝከአል ምካኑ

5 ቤት ትምህርቲ ዝሐሸ መማረፂ ተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ሰነድ ጨረታ ካብ ምምሕዳርን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 8 አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኳንኩም ንሕብር

7 ዝቐረበ ዋጋ ብዘተቐመጠ ስፔስፊኬሽን መሰረት ዘቕርብ

8 አድራሻ ሚላኖ ሆቴል ፊት ለፊት ባሎኒ መንገዲ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400030 /0344406078 /0344411808/ 0914761811 ደወዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከአል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo