ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ ሰፍትኔት ዝተዳቐሉ ፈልስታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ራያ ዓዘቦ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ

2 መፍለይ ቲን ናምበር ከፋላይንት ግብሪ ዘለዎ ዘለዎም

3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ

4 ተመዝቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ብእዋኑ ሒሳቡ ዘፍለጠን

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 19/01/2012ክሳብ 25/01/2012ዓ/ም ይከዉን

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ 25/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት

7 ጨረታ ዝክፈተሉ 26/01/2012 ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ምዉሳድ ይካኣል

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 6401 72

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo