1 ብዘርፉ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::
2 ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬት ቲን ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትኽእሉ
3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኹም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒ ከተቕርቡ እትክእሉ ዝቐርብ ዋ ቫት ዝሓወሰ ክከዉን ኣለዎ ናይ ወርሒ ሰነ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ከተቕርቡ እትክእሉ
4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000.00 ብር ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ
5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 16/1/2012-30/1/2012 ዓ/ም ኮይኑ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9፡00 ይክፈትይከዉን
6 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344-418556 ምርካብ ይካአል እዩ