ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብለኸ ኣብቲ ወረዳ ንዘለዋ ኣብያተ ዐዮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት ኣናእሽተይ መካይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕደግ ስለ ዝደሊ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክበሪ ንዕደም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ዝተሓደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዝሓዘ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎ

4 ተመዝጋቢ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርብን

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን  ወረዳ መረብለኸ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ የካኣል

6 መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ በዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ድማ  በስፒኦ  ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕል ምስ ኣሰረ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣጋዓዒዙ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን  ወረዳ መረብለኸ ከተማ ራማ ኣታዊ ዝገብር

8 ጨረታ 1/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን  ወረዳ መረብለኸ ተጨረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ዘየለዉሉን  ይክፈት

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 55 06 72  ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo