ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣጎልግሎት ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ዝዉዕሉ ካብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ናዉቲ ቢሮ ፣ ናዉቲ ስፖርት፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ

1 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ ዋና ምስ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎምን

3 ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ዝተሓደሰ ወረቀት ምሰከር መቅረባይነት ከቅርቡ ዝክአሉ

5  ተመዝገብቲ ተወሳኪ አሴት ታክሰ ዝኮኑን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

6 መኸበሪ ጨረታ ን ኣቅሑ ቢሮ  5000 ቅርሺ ንናዉቲ ቢሮ 2000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

7  ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 1 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

8 ምልክታ ጨረታ 15/01/2012 ክሳብ 29/01/2012 ዝፀንሕ ይከዉን እቲ ጨረታ 30/01/2012 ሰዓት 3፡00  በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት 

9  እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናየ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 48 01 83 ብምድዋልን ብኣካል ቀሪብኩም ምሕታት ትክእሉ  

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo