ቤት ፍርዲ ወረዳ እንዳመኾኒ ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬትን፣ ኣቅሑት ቢሮን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ

ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ 15/01/2012 ክሳብ  03/02/2012 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነትን

2 ተመዘገብቲ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ

3 መኸበሪ ጨረታ  3000 ብስፒኦ ከትሕዙ ዝከእሉ

4 ጨረታ 03/02/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ በሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

5 ተጫራታይ እንተይዘይ ተስማዕሚዑ ዘትሓዞ ገንዘብ ኣይምለስን

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ሐልዉ እዩ

7 ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ምቅራብ ይክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁ.ስ  03 47 77 03 54 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo