ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ቤት ትምህርቲ ዝትከል ሳይን ቦርድ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ንሐደ ዓመት ዉዕል ክትኣስር ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

ዓይነት ዝስራሕ

መዓቀኒ

በዝሒ

መብርሂ

ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ት/ቲ ዝጥቅዑ ሳይን ቦርድታት በዓል 10

(240cm x 120 cm panel for bill board with high resolution sticker )

ብዝተዳለወ ዲዛይን / ፅሑፉን

ብዝተዉሃበ መጠን

ብዝተዉሃቦ ስፐስፍኬሽን መሰረት ምስራሕ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ጨረታ መከበሪ 1000 ብቤት ፅሕፈትና ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእል

4 ተወዳደርቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ 13 መስከረም 2012 ክሳብ 22 መስከረም 2012 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከበ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ

5 እቲ ፕሮፎርማ 22 መስከረም 2012 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo