ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ መኪና ጎማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐደሱ

2 ናይ ግበሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 14/1/2012 ዓም ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/1/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 19/1/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 2:30 ይከዉን

6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፈርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344402420

ዓይነት ንብረት

መፍለይ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

ብርጅስቶን ጎማ ናይ መኪና ኦርጅናል

235 / 65 R17

ቁፅሪ

05

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo