ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም ኣክሱም ን 2008 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ሕክምና መድሓኒትን ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም ኣክሱም

ናይዚ ዘበን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ክሳብ 13 ሕዳር 2008 ሰዓት 8፡ 00 ድሕሪ ቀትሪ  ኣብቲ ሆስፒታል ዝተዳለወ ሰነደ ጨረታ ንሕድሕድ ሰነደ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ከፊልኩም ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክተእትዉ ትክእሉ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቀሒ

  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ዝተሓደሰ ቅዳሕ እተቅርቡ
  2. መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም ቅዳሕ እተቅርቡን
  3. ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለኩም ሓደ ቅዳሕ እተቅርቡን ጥራሕ ክትወዳደሩ ትክእሉ
  4. መክበሪ ጨረታ 3,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይዉን ብ ሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክተትሕዙ እትክእሉ
  5. ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 13 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 8 ፡30 ድሕሪ ቀትሪ ኮይኑ ኣብ ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዕለት 13 ሕዳር  2008 ዓም 8፡ 45 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  6. ዘድሊ መረዳእታን መክበሪ ጨረታን ኣመሊኡ ኣብ እዋን ጨረታ ዘይተረከበ ተወዳዳሪ ከመዘሎ ተሓሲቡ ክወዳደርን ንዝሰዓሮ ከቅርብን ይግደድ
  7. ካብ ዝተትሓዘ ንታሕቲ ምምላእ ኣይፍቀድን ዝመልአ ንቲ ዝመልኦ ዓይነት ኣይወዳደርን
  8. ተጫረቲ ካብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ማህተም ፊርማ በዓል ዋናን  እንተዘይሃሊዎ ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑ ኣብ ጎኑ ፊርማ እንተዘይሃሊዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን
  9. እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ ኣመራፂ  እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  ብቁፅሪ ስልኪ 0347752212 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo