ፖሊ ቴክኖሎጂን ቢዝነስን ኮሌጅ ንዘመን ትምህርቲ 2012 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ፅርየት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ኢንስቲትዩት የቴክኖሎጂ ፖሊዮ

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ

2 ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ዘለዎ

3 ዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣብ ትካልና ዉሸጢ ኣብ ዝርከብ መጋዝን ኣታዊ ክገብር ዝክእል

4 ንመከበሪ ጨረታ 2500 ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ዝተዳለወ ጨረታ ዶክመንት ካብ ፖሊ ቴክኖሎጂ ቢዝነስን ኮሌጅ ክፍሊ ቑፅሪ 104 ክዉስድ ይክእል

6 ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኤንቨሎፕ ዋጋ መሊኡ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእቲ ይክእል

7 እዚ ጨረታ መስከረም 24/2012 ዓም  ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

8 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ኣድራሻ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቀበሌ 17 ትእምት ሕልፍ ኢልካ ንኩሓ ኣብ ዝወስድ ዋና መንገዲ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411014 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo