ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ናይ ከዉራ ሞዴል 80 መኪና ናይ ፓትሮር ሞዴል 79 መኪና ኣባድላ ሚኒባስ መኪና መፀገኒ ንብረት ዝዉዕል ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

1. በዚ ስራሕ ዘርፊ አዚ ናይ 2011/12ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነት ኮፒ ከቕርብ ዝክእል ብተመሳሳሊ ቲን መፍለዩ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2. ተወዳዳደርቲ ዝመልእዎ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህታም ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመልኡ ክቐርብ ኣለዎ

3. እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 13/1/2012ዓ/ም ክሳብ 16/1/2012 ዓ/ም ሳዓት 3፡30 ፀኒሑ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

4. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411454 ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo