ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓ.ዝተ.ው.ማሕበር ደረቕ ጓሓፍ ብኣይሱዚ ወይ ብተመሳሳሊ ናይ ፅዕነት መኪና ንምልዓል ካብ ኣጎልግሎት ትካላት ብምዉድዳር ን 1 ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ። ስለዝኾነ እዚ ዝስዕብ ረቋሒታት ዘማልኡ ታጫረትቲ ንክጫረቱ ይዕድም።

ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ቲኦቲ ዝተመዝገቡ

3 ኩሉ ግዜ ኣብ ሰሙን ዓርቢ 1 ግዜ ደረቅ ጋሓፍ ከተልዕል እትክእል

4  መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

5  ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 100.00 እናኸፈሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ይኽእሉ።

6  እዚ ጨረታ እዙይ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ፕሮፎርማ (ናይ ዋጋ መቅረቢ) በሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ጥቅምቲ 04/2012 ዓ/ም ናብ መሰቦ ሲሚንቶ ፋብሪካ ክቕረቡ ኣለዎም።

7  እቲ ጨረታ 04/02/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ መዓልቲ ሰዓት 9:00 ተጫረትቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት።

7 ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓ.ዝተ.ው.ማሕበር እቲ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-405806 ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo