ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2012ዓ/ም ዘበነ ት/ቲ ንቤት ትምህርትና ተምሃሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ፀባ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ እዚ ግልጋሎት ንምሃብ ድሌት ዘለኩም ዝስዕቡ ረቓሕታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም

ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም

3 ፅሬቱ ዝሓወ ፀባ ከቕርብ ዝክአል

4 እንተነኣሰ ካብ ሰኒ ክሳብ ዓርቢ በብመዓልቱ 40 ሊትሮ ፀባ ከቕርብ ዝክአል

5መከበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ብር ብ ሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ እቲ ሲፒኦ ብሽም ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ዝተሰርሐ ኣብ ዉሽጢ እቲ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ተዓሺጉ ይቕረብ

6 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 12/1/2012ዓ/ም ክሳብ 22/1/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 6፡20

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 22/1/2012ንጉሆ ሰዓት 6፡20 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 6፡30 ይክፈት

8 ሰነድ ጨረታ ብር 50.00 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዘብ ምዕዳግ ይካኣል

9 ትካልና ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ኣድራሻና ፡- ዓዲ ሽምዱሑን ካብ ህንፃ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንታሕታይ እትዉ ኢልካ ዩኒቨርስቲ ኮለጅ ኣድማስ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 01 38

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo