ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ንሰራሕተኛታት ኣጎልግሎት እትህብ ሰርቪስ መኪና ብክንትራት ክካረ ይደሊ ፣

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲን፣ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዋናን ቅዳሕን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን፤

3 ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዝገበርሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን፤

4 ሊብሬን 1ይ 2ይ ደረጃን  24 ዘለዋ ወንበርዘ ዘለዋ 81 ተመላለስቲ እተጋዕዝ

5 ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስተገለፀ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ኣትሒዙ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

6 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

7 ሰነድ ጨረታ ካብ 05/01/2012ዓ/ም ክሳብ 26/01/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ሰዓት ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይትን ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ከ/ ስ/ ዕ/ ፋ/ ምም/ ር ንብረትን 2ይ ደብሪ እናመፃእኩም ምውሳድ ትክእሉ ፤

8 እቲ ጨረታ 26/01/2012ዓ/ም ሰዓት 3:45 ቅ.ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ከ/ ስ/ ዕ/ ፋ/ ምም/ ር ንብረትን 2ይ ደብሪ ይክፈት፤ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም ካብ ምክፋት ዓዲ ኣይውዕልን፤

9 መከበሪ ጨረታ 3000 ከትሕዙ ዝክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0919-450760/0914-251795/0344-330203 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo