ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ማይ ትቦታት መሳርሕን ቆፀርትን : ኤለክትሮኒክስ : ሳይከልን ካልኦት ንብረት ብጭረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ  ረቋሕታት

  1. ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰን ንግዲ ፍቃድ መለለይ ካርድን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዝቅርበ
  2. ቫት ዝተመዝገበን ቲን ካርድ ግበሪ ክፍሊትን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘቅርብ ::
  3. ተጫረቲ ናይ ዝተጫረቱዎ ዝርዝር አቁሑት ዝገልፅ ሕጋዊ ማህተም ዘለዎ ብ2ተ ኮፒ ዋናን ቅዳሕን ብፖስታ ተዓሺጉ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ::
  4.  ናይ ማይ መቀጣጠምን መሳርሕን ኤለክትሮኒክስን ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ መግዚኢ ዘይምለሰ  100 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጠቅላላ ዋጋ ንብረት 6000 ብር ዉዕሊ መክበሪ ወይ ብባንክ ዝተመስከረሉ CPO ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቅርብ ዝክእል::
  5. ናይ ብስክሌት መቅረብቲ ቲኦቲን ቫትን ተመዝገብቲ ዝኮኑ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 20 ቅርሽ ናይ ጨረታ ሰነድ መክበሪ 500 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንክ ዝተመስከረሉ CPO ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቅርብ ዝክእል::
  6. ሰዓራይ ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ እቲ ዝተገለፀ ናዉቲ አብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ከተማ ዉቅሮ ማይ ግልጋሎት ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣጋዓዒዙ ከቅርብ ዝክእል ::
  7. ተወዳደርቲ ኩሎም ዓይነታት ንብረት ብዝተቀመጠ ግዜ ብናይ መቅረባይ ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈትና ከቅርብ ዝክእል
  8. ጨረታ ሰነድ ካብ 26 ጥቅምቲ 2008 ዓመ ክሳብ 13 ሕዳር 2008 ዓም ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት  ቀዳም ቅድሚ ሰዓት ሓዊሱ ካብ ቤት ፅሕፈትና  ቢሮ ቁፅሪ  10 ምግዛዝ  ይከኣል
  9. ጨረታ ሰነድ  ናይ ማይ መገጣጠሚ መሳርሕን፣ ኤለክትሮኒክስነ ፣ ብሽክለታን ዝዕሸገሉ 13 ሕዳር 2008 ዓም  ሰዓት 3 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ  ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት  ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ  ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎመ ኣብ ዘለዉሉ ይከዉን
  10. ቤት ፅሐፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::

ን ተወሳኪ ሓበሬታ 34 44 43 00 53 / 09 14 78 35 64 /09 14722968

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo