ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝትርከብ ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት መፃሓፍቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

1 ናይ 2011 ዓም ንግዲ ፍቓድ ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል

2 ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም

3 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ሐምለ ወርሒ 2011 ዓም ዲክለር ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቕረባይነት ምዝገባን መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል::

5 ናይቲ ጨረታ መከበሪ ብስፒኦ 3000 ከቅርብ ዝክእል

6 ካብ እስፐሲፊኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን

6 እዚ ጨረታ ሲዒርኩም ምስ ተብሃለ አብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕል አሲሩ እቲ ንብረት ከቅርብ ዝክእል

7 እዚ ጨረታ ከመልእዎ ከለዉ እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ምካኑ ይሕብሩልና

8 ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ

9 እቲ ጨረታ ቤት ትምህርቲና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይክእል እዩ

10 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 50 ብምክፋል ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ቁፅሪ 25 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት 2:30 ክሳብ 6:00 ምዉሳድ ትክእሉ

11 ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሐለወ እዩ::

12 እዚ ጨረታ ዕለት 23/01/2012 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ኣደራሽ ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኩሎም ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0345599841 ምድዋልይካኣልእዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo