ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዝርከባ ናይ ፡ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ሰርትፊኬት ዘለኩም

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩምን

4 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክትከፍሉ ትክእሉ

5 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 06/01/2012ዓ/ም ክሳብ 08/01/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/01/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404592 ምድዋል ይከኣል፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo