ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢርኡ ዘገልግል ናይ መኪና ኮድ 4-01691 ትግ ሞዴል 795 ኮብራ ፓትሮል መኪና ኣቅሓ ንምግዝኢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2011/12ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ

2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት 06/01/2012ዓ/ም ክሳብ 08/01/2012ዓ/ም

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይክፈት ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409947 ምድዋል ይከኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo