ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ 2011 ዓም በጀት ዘመን ፋይናንሳዊ ምንቅስቃስ ብናይ ደገ ኦዲተር ከመርምር ይደሊ

ማሕበር ባህሊ ትግራይ

አብዙይ ናይ ኦዲት ስራሕ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊ ናይ ኦዲተር ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ብዙይ ምልክታ ንዕድም

1 በዝሒ ኦዲት ዝግበር ሓቆፊ -----  4

  :  2 ኦደት ሪፖርይ ብትግርኛ ------ 3 ኮፒ ዘቅርብ ዝተጠረዘ

3 ኦዲት ሪፖርት ብእንግሊዝኛ ----- 3 ኮፒ ዘቅርብ ዝተጠረዘ

 :  4 ኦዲት ሪፖርት ብሶፍት ኮፒ  -----ብፍላሽ

5 ነዚ ስራሕ ትሰርሑ ዋጋ ብዝትኛሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 07/1/2012 ክሳብ 16/01/2012 ዓም ሰዓት 11:00 ጥራሕ ክተቅርቡ ንሕብር

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 19/1/2012 ዓም ሰዓት 3:00 ምካኑ ንሕብር

7 ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ወይ ብዘይ ቫቱ ምካኑ ክግለፅ አለዎ ተዘይ ገሊፁ ምስ ቫቱ ከምዝኮነ ይቁፀር

8 ሰዓራይ ተፈሊጡ ዉዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 30 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦዲት ሪፖርት ሰሪሑ ዘረክብ

9 ማሕበና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በዚ ጨረታ ኣይግደድን



 10 ፍቃድ ኦዲተር ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ፎቶ ኮፒ

11 ቲን ቁፅሪ / ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ / ፎቶ ኮፒ አተሓሒዞም የቅርቡ

12 ኣብ ካሊእ ዘይመንግስታዊ ትካል ኦዲት ምስክር መረጋገፂ ዘቅርብ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo