ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ናይ መኪና ዲኮር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2011ዓ/ም  ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 05/1/2012ዓ/ም ክሳብ 08/1/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/1/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት 9፡10 ይክፈትይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342413232ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo