ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ ሃይሎክስ ዳብል ካፕ መኪና kun 25Lሃይሎክስ ዳብል ካፕ መኪና Lan25L ዝተፈላለዩ ስፔራት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ

1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም

2 በቲ ሓዱሽ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶኮፒ ዘቅርብ

4 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓት ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘትሕዝ

5 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 05/1/2012ዓ/ም ክሳብ 07/1/2012ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 41 61 ምድዋል ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo