ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኮምፒተራት ኣቁሑት ግልጋሎት ዝዉዕል ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ከተቕቡ ትክእሉ

2 ናይ ግበሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርቲፊኬት ከተቕቡ ትክእሉ

3 ናይ ቫት ተመዝገብቲ እንተኮንኩም ናይ ባት ሰርተፊኬተ ተቅርቡ

4  እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ  ዕለት 07/01/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-409167/0914-010487 ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo