ዓዲግራት ሓፈሻዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝኸዉን ናይ መድሓኒት ሕክምና ናዉቲን ፣ ናይ ሕትመት ኣቁሐት ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን መቅረብቲ ነጋዶ ክዕድግ ከሰርሕ ይደሊ ።

ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል

ሎት 01 ናይ  መድሓኒት ሕክምና ናዉቲን

ሎት 02 ናይ ሽንትቤት ገንዳታት ትመጥጥ ኪራይ መኪና ን 2ይ ግዜ ዝወፀ

ሎት 03 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተራት ፅገና ን2ይ ግዜ ዝወፀ

ሎት 4  ኣብ ትካል ዉሽጢ ዝርከብ ሳዕሪ ግልፂ ጨረታ

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ኣብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ኦርጅናል ሐደ ኮፒን ዘቅርብ

2 ብንግዲ ስራሕ ዝተሰማረየ ምካ ዝተወሃቦ መፍለዩ ቁፅሪ ቲን ኣብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ኦርጅናል ሐደ ኮፒን ዘቅርብ

3 ኣብ ናይ መንግስቲ ግዚኢት ንምስታፍ ዝተወሃቦም ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ መቅረብቲ ካርዲ ሰርቲፊኬት ኣብ እዋን ጨረታ ዘክፈተሉ ኦርጅናልና ሓደ ኮፒ ዘቕርብ

4 ካብ ዝምልከቶ ኣካል ዝተወሃበ ናይ መድሓኒት ናዉቲ ሕክምናን በዓል ሞያ ፍቃድ ብቅዓት መረጋገፂ ኣብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ኦርጅናልን ሓደ ኮፒ ዘቕርብ

5 ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ፍቃድ ናይ ቫት ተመዝጋ ክከዉን ከም ዘለዎን ኣብ ጨረታ ዝክፈተሉ ኦርጅናልና ሓደ ኮፒ ዘቕርብ

6 ኣብ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ድምሳስ እንተሃልይዎ ናይ በዓል ዋና መረጋገፂ ፌርማ ክቅመጠሉ ኣለዎም እንተዘይሃልይዎ እቲ ኣይተም ንብረት ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን

7 ናይ መድሓኒት ሕክምና ናዉቲ ን

8 ናይ መድሓኒት ሕክምና ናዉቲ ጨረታ መኸበሪ ብሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ጥራሕ ኮይኑ 35000.00 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቕርብ ዘክእል

9 ናይ ሎት 02 03 04 ጨረታ መኸበሪ ብሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ጥራሕ ኮይኑ 5000.00 ብር ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከቕርብ ዝክእሉ

10 እቲ ጨረታ ኮነ ኢሉ ዘዛብዕ ከጭበርብር ዝፈተነ ካብቲ ጨረታ ክወፅእ ተገይሩ ዘትሐዞ ጨረታ መክበሪ ተወሪሱ ብናይ ክልል ትግራይ ዕድጊት መምርሒ ዝዶንጎጎ ብሕጊ ተሓታቲ ይከዉን

11 ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ ዝኮነ ይኩን መመሓየሺ ኣበ ጨረታ ሰነድ ምግባር ብፍፁም ኣይፍቀደን

12 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት እቲ ጨረታ ሰዓራይ ምዃኑ ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 3ተ መዓልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ ናብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምም ንብረትን ብአካል ቀሪቡ ዉዕሊ ይኣስር ከይዲ እቲ ጨረታ ቅሬታ

13  ኣብቲ ጨረታ ከይዲ ቅሬታ እንተሃልዎ ጨረታ ዉሳነ ካብ ዝረከበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 3 ተኸታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ጥራሕ ናብ ዓድግራተ ጀነራል ሆስፒታል ቅሬታ ዘለዎ ቅሬቱኡ ብፅሑፍ ኣለዎ

9  ናይ መድሓኒት ናዉቲ ሕክምና ሰነድ መግዝኢ 200 ክልተ ሚኢቲ  ሎት.2.3.4  ጨረታ ሰነድ ብር 100.00 ብምክፋል ካብ ዕለት 05/1/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 19/1/2012 ዓ/ም ካብ ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናነስ ምምሕዳር ንብረት ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ወይ ብምዕዳም ኣብ ዋጋ መምልኢ ብትክክል መሊኦም ንዑኡ ተባሂሊ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ኦርጅናልን ኮፒን ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከእትዉ ኣለዎም

10 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ 10% ዉዕሊ መኸበሪ ብጥረ ገንዝብ ወይ /ብስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል

11 ተጫራታይ ካብቲ ናይ ትግራይ መምርሒ ዕደጋ 04/2007 ወፃኢ ዝኮነ ናይ ግዜ ገደብ ሂቡ እንተተወደዲሩ ሰዓራይ ኣብ ዝኮነሉ በቲ ናይ ዕደጋ መምርሒ ዝተኣናገድሉ ምካኑ ፈሊጡ ናይ ባዕሉ መምርሒ ከቕምጥ ከምዘይብሉን እንተቐመጠ እዉን ተቐባልነት የብሉን

22 እዚ ጨረታ ዕለት 19 /1/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ሰዓት ካብ ዓድግራት ጀነራል ሆስፒታል ደጋፊ ካይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይ/ምመ/ር ንብረት ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ዘሎ ቦታ ኣብ ቅድሚ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣበ ዘለዉዎ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-452201 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo