ን2ይ ግዜ ዝወፀ ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቁሑትን ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ

1 ብዘርፉ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ቫት ተመዝጋቢ ተኮይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000.00 ብር ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

4  ዝቐረበ ዝርዝር ፅገና ንምስራሕ ኣሸናፊ ኮይኖም እንትርከቡ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ስራሕ ክጅምሩ ዝክእሉ

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 06/13/2011 -14/1/2012 ዓ/ም ኮይኑ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9፡00 ይክፈትይከዉን

6 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344-418556 ምርካብ ይካአል እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo