ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክተሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ወረዳ ሓዉዜን ህንፃ ፕሮጀክት ናይ ህንፃ ዲዛይን መማከርቲ ኣጫሪቱ ክሰርሕ ስለዝደለየ ብመማከርቲ ብስነ ህንፃን ምህንድስናን ማለት እዉን office for architecture & engineering consultants ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን , ንምህንድስና ኣማከርቲ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ወረቀት ምስክር ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ  ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ዘቅረቡ

3 ወረቀት ምስክር ኣመኻርቲ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ

4 ናይ መቕረባይነት ዝተሓደሰ ሰርትፊኬት ዘለኩም

5 ዉሕስና ጨረታ ብባንኪ ንግዲ ኢ/ያ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ወይ ብሲፒኦ 6000.00 ቅርሺ

6 ንኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ካብ 04/13/2011ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ዕደጋ ፣ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 191 ዘይምለስ 300 ብር ብምክፋል ክገዝኡ ይክእሉ እዮም

7 ተጫረቲ ዝጫረተሉ ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ነንበይኑ ሓደ ዋናን ክልተ ቅዳሕ ዶክሜንትኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ከእትዉ ይክእሉ

8 ሰነድ ጨረታ ክሳብ 26/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

9 እቲ ዳይሪክቶሬት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 75 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo