አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘረዘሩ ንቢሮ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ጠረጰዛ : ቁምሳጥን ካልኦት ኣቁሑትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ
  • ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2007 / ግብሪ ከፊልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
  • ቫት ተመዝገበቲ ዝኾንኹም
  • ብዝወፀ ዝርዝር /ስፔስፊኬሽን/ መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ
  • ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
  • ተጫረቲ  ቅድሚ ፖስታ ምክፋቶም ጨረታ መክበሪ ናይ ዝእተዉዎ ጠቅላላ ዋጋ  2% ብዝተረጋገፀ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ አብቲ ዕለት ጨረታ ዝክፈተሉ ከትሕዝ ዝክእል
  • ጨረታ ሰነድ ብር 50.00 /ሓምሳ ብር/ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ሳልሳይ ደብሪ ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ክዕድግ ዝክእል
  • ጨረታ ሰነድ ዝዕደገሉ ካብ ዕለት 22/02 /2008 - 30/02/2008 /
  • ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 30/02/2008  ዓ/ም ሰዓት 6:00
  • ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 27/02/2008 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣበ ዝተለከብሉ ኣበ ዋና ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ዝክፈት ይኸዉን
  • ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

     

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo