ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቁሑት ፣ ስፖርት ዕጥቂ ፣ ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት መሰረት ክትወዳደሩንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት

1 ቫት /VAT/ ተመዝጋቢ ኮይኑ ወርሒ ሓምለ 2011 ዓ/ም ናይ ቫት ዲክለሬሽን : ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2012 ዓ/ም: መፍለይ ቁፅሪ ናይ ግብሪ/TIN/ ከፋላይ ከምኡ ዉን ናይ 2012 ዓ/ም ዘተሐደሰ ሰርተፍኬት መቅረባየነት ከቕርብ ዝክእል::

2 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 28 ምልካታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 04/13/2011 ዓም ጀሚሪ 13/1/2012 ዓም ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ብር 50 ጥራሕ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

3 ሳንዱቅ ጨረታ 13/1/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ልክዕ ሰዓት 4:00 ይክፈት

4 ተጫረቲ ሎት 1 }ሕፈት መሳርሒ መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ሎት 2 ፅሬት ኣቁሑት መክበሪ ጨረታ 2000.00 3 ሳይክል መኸበሪ ጨረታ 2000.00 4 ስፖርት ዕጥቂ መኸበሪ ጨረታ 3000.00ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቸክ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ቤት ዝወፀ ስፔስፌከሽን መሰረት ክሰርሑ ይግባእ

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራና ቀበሌ 18 ንግስቲ ህንፃ ወይ ፍፁም ብርሃን ዓይኒ ሕክምና ሓሊፍካ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344416284 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo