ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ኣብ ታሕቲ ዝተዝረዘሩ ናይ መንድቅ እምኒ ሐሸዋ ፀፀርን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ

መንድቅ እምኒ ሐሸዋ ፀፀርን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መዐቐኒ

በዝሒ

ንፅል ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

ቦታ

1

ፀፀር 02

 ሜ3

6132

መቐለ ከባቢ መሰቢ ፋብሪካ

 2

 ፀፀር 01

 ሜ3

144

መቐለ ከባቢ መሰቢ ፋብሪካ

 3

 ፀፀር 000

 ሜ3

 144

መቐለ ከባቢ መሰቢ ፋብሪካ

 4

 ሐሸዋ

 ሜ3

 4484

መቐለ ከባቢ መሰቢ ፋብሪካ

 5

 እምኒ ፀሊም

 ሜ3

 2663

መቐለ ከባቢ መሰቢ ፋብሪካ

1 ናይዚ ጨረታ ተሳታፊ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ኸቕርብ ዝኽእል

2 ተጫረቲ ናይ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድን ግብሪ ከፋሊ ምዝግባ ምስክር ወረቀትን ተጨማሪ እሴት ታክስ ዶክመንት አርጅናልና ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምትሕሓዝ ናይ ጨረታ ሰነድ ኩሉ ጊዜ ብስራሕ ሰዓት ካብ ዕደጋ ክፍሊ እናቐረቡ ክወስዱ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 06/09/2019 ካሳብ 19/09/2019 ዓም ኩሉ ጊዜ ብስራሕ ሰዓት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋን ቀረብን መምርሒ ክወስዱ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ስፒኢ ንፀፀር 00 : 01 : 02 ብር 30,000 ንሐሸዋ ብር 20, 000 ከምእዉን ንእምኒ ብር 20,000 ብስምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ስፒኦ ምስ ጨረታ ከምእዉን ከእትዉ ይግባእ ጥረገንዝብን ብፖስታ ዘይተዓሸገ ስፒኦ ተቐባልነትን የብሉን

5 ጨረታ ዕለት 19/09/2019 ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ወከልቶም አብዘለዉዎ ይኽፈት

6 ተጫረቲ ናይ ካሊእ ተጫራታይ ዋጋ ተደሪኮም ዋጋ ምእታዉ አይክእልን :: ጨረታ ዶክመንት ማህተምን ፊርማን ክዓርፎ አለዎ

7 ተጫረቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ምዃኑ ክጠቕሱ ይግባእ እንተዘይ ተጠቒሱ ግና እቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ዘይሐወሰ ኾይኑ ይሐስብ

8 ሳዓሪ ተጫራቲ ምስዓሩ ምስ ተነገሮም  ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉሽጢ ንሕድሕድ ኣገልግሎት ንጠቅላላ ዋጋ 10 % ባንክ ዋስትና ( Unconditional bank Guarantee ) ምስ ትካል ዉዕል ምፍርራም አለዎ እንተዘይኮኑ ግን ንጨረታ መክበሪ ዘድሓዞ ብር ( CPO) ንትካል ኣታዊ ኮይኑ ካሊእ መማረፂ ይወስድ

9 ተጫረቲ ናይ ናይ ትራንስፖርት : መፅዐንን መዉረድን ክፍሊት ባዕላቶም ይሽፍኑ

10 ሰዓሪ ተጫረቲ ጨረታ ሰዒሮም ዉዕሊ ምስ ኣሰሩ በቲ ዉዕሊ ዝአሰርዎ ጊዜ እቲ ንብረት ኣታዊ ተዘይገይሮም እቲ ዘትሓዝዎ ዉዕሊ መከበሪ ጋራንት ናብ ትካል ኣታዊ ኮይኑ ትካል ካልእ መማረፂ ይወስድ

11  ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344406803 / 402017 ይደወሉ

ፋክስ 0344406225 ይጠቐሙ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo