ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ናይ ቤት መዘጋጃ ን 2012 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደረቕ ጋሓፍ ምልዓል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳሩ ንዕድም

ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

ደረቕ ጓሓፍ ምዉጋድ ናይ ሲፒኦ ዋጋ 10000.00 ቅርሺ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብሉ መረጋገፂ ዘቕርብ ናይ ቫት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርትን ብትካሎም ዝወፀ ኣካዉንት ናምበር ዘቅርቡን

2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦጅናል ዶክመንትን 2ተ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝክእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ ዘቕርቡ

3 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ በር 50.00 ሓምሳ ቅርሺ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 19/01/2012 ዓ/ም ሰዐት 8፡30 ተዓፅዩ ጨረታ ዝኽፈተሉን ድማ በቲ ዕለት 19/01/2012 ዓ/ምሰዓት 9፡00 የክፈት እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ዝከኣል ምካኑ

5 ቤት ፅሕፈት ነቲጨረታ ብክፋል ይኵን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምካኑኩም ንሕብር

7 ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከባቢ ጀቡሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342 40 51 23 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo