ሲ/አይ/ኤስ/ፒ ( CISP) ኢትዩጽያ በዲል /DEAL/ አቢሉ ንቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ዉቅሮ በኮንስትራክሽ ዘፈር ንናይ ሓፂር እዋን ስልጠና ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ማቴሪያላት ከምእዉን ንፖሊ ቴክኒክን መቐለ ናይ ኮንስትትራክሽን መሰልጠኒ ማሽን ንምሃብ ተሊሙ አሎ ሰለዙይ እቲ ዝተጠቀሰ ረቆሒ እተማልኡ ተጫረቲ ብሰምዒ ብዝተዓሸገ ኤንቨሎፕ ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ ከቅርብ ይፅዉዕ

ሲ.አይ.ኤስ.ፒ

1 እቲ ጨረታ ብናይ ዓለም ለካዊ ዉድድር ጨረታ ስረዓትን ብመሰረት መምርሒ ዋጋ ሕበረት አዉሮጰን ዝፍፀም ኮይኑ ንዚ ዝተማልኡ ተጫረቲ ክፍቲ እዩ

2 ተጫረቲ ናይዚ ዓመት ዝተሐደሰ ፍቃድ ከቅርብ አለዎም ቫት ምስክር ወረቀትን ናይ ታክሲ ከፈላይነት መፍለጢ ቲን ከቅርብ አለዎም

3 ድለየት ዘለኩምን እተማልኡ ተጫረትቲ ተወሳኪ ሐበሬታ ንምርካብ እዚ ናይ ጨረታ ደኩመንት ንምፍላጥ ካብ ሲ አይ ሲ ፒ ኣብ መቐለ ቢሮ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቀደማይ ወያነ ጣቢያ 16 ቁፅሪ ስልኪ 251 342417338 ኑር ህንፃ ካልኣይ ደብሪ ፊት ንፊት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከብ ብስራሕ ሰዓት ካብ ንጉሆ 2:30 ክሳብ 6:30 ከምእዉን ድማ ድሕሪ ቀትሪ 7:30 ክሳብ 11:30 ምርካብ ትክእሉ

4 ዝተማልኡ ብእንግሊዝኛ ቋንቋ ዝተዳለወ ሰነድ ብጨረታ ድልየት ዘለዎም ተጫረቲ ብር 50 ብምክፋል ሕጋዊ ኦርጅናልን ኮፒን ንግዲ ፍቃድ ምስ ፅሑፍ መመልከቲ ናብቲ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፀ ኣድራሻ ብምቅራብ ምግዛእ ዝከኣል ኮይኑ ካብዚ ወፃኢ እትወዳደሩ መቅረብቲ እቲ ደኩመንት ካብ ሲ ኣይ ኤስ ፒ ዌብሳይት WWW.Sviluppodeipopoli.org ብምዉራድ/ ዳዉንሎድ ብምግባር/ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ይክፈት

5 መዕፀዊ እዋን ምቅራብ ጨረታ እዚ ምልክታ እዚ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ክሳብ እታ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ክሳብ ሰዓት 11:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ እዋን በዚ ዝተጠቀሰ ጊዜ ሓሊፉ ዝቅርብ ጨረታ ቀጥታ ዉድቂ ይግብር / ይንፀግ

6 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ መዓልቲ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ሰዓት 4:00 ንጉሆ ኣብ ቢሮ ሲ ኣይ ኤስ ፒ መቐለ ይክፈት

7 ሲ ኣይ ኤስ ፒ CISP እቲ ጨረታ ኣብ ዝኮነ ጊዜ ቅድሚ ምስ ተዓዋቲ ዉዕሊ ምፍፃሙ ክግልፆ ብዘይግደደሉ ምክንያት ምቅባል ወይ ከዓ ምንፃግ ሙሉእ መሰል አለዎ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo