ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ዞባ ምብራቅ ቤት ህንፀት ዝኮን ናይ ተሃናፅቲ ምግቢ ምቅራብ ዝክእል መቅረባይ ን 1ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ክህብ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት

1 ናይ 2011/12ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ምግቢ ዝምልከት ዝቅርብ

2  ናይ 2011/2012 ዓ/ም  መቅረባይነት ምግቢ ምስክር ወረቐት ዘለዎ

3 መለለይ ቁፅርን ከፋላይ ግብርን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ምካኑን ወረቀት ምስክር ዘቅርብ

4 ናይ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን ናይ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘወረረደሉ መረዳአታ ዘቅርብ

5 መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ 20000.00 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

6 መወዳሪ ሰነድ ካብ ቤት ዕዮና ዝዉሰድ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኮይኑ ከቅርብ ዝክእል

7 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝርዝር መስርሒ ጨረታ ዝሓዘ ካብ 1/13/2012ዓ/ም ክሳብ 13/01/2011ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃኩም ካብ ዓዲግራት ቤት ህንፀት ቢሮ ቁፅሪ 09 ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተደለወ ሳንዱቅ ጨረታ ካብ ዕለት 01/13/2011ዓ/ም ክሳብ 13/01/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ምእታዉ ትክእሉ

8 ሰንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 13/01/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡35 ይክፈት

9 ንሓደ ተሃናፃይ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ንመዓልቲ 22 ቅርሺ ምስ ኣመገበ ዝክፈል ምካኑ ክፍለጥ ኣለዎ

10 ማይን መብራህትን ብነፃ ምካኑ

12 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

03 44 45 08 70 /03 44 45 09 53

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo