ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎተን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትገራይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክተወዳደሩ ይዕድም

ኤጀንሴ ልምዓት ዳ.ኣ.ን.ት ክልል ትግራይ

1 በቲ ዓዉደ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪቲን ሰርትፊኬት ከቕርብ ዝኽአል

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ኮይኑ ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ቫት ዲክሊሬሽን ከቕርብ ዝክእል

4 ናይዚ ዘመን መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቅርብ ዝክእል

5 ተወዳደርቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መመርሒ ዘይምለስ ብር 30 እናከፈሉ ካብ ኤጄንስና  ካብ ዕለት 30/12/2011 ዓ.ም ክሳብ 30/1/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

6 ዝቀርብ ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ ኦርጅናልን ሓደ ኮፒን ነንበይኑ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ኮይኑ ኣብ ልዕሊኡ ናይ መቕረባይ ሙሉእ ሽም ፣ ናይቲ ትካል ኣድራሻ ፣ ስልኪ ቁፅሪ ናይ ምንታይ ዓይነት ጨረታ ምካኑን ናይዚ ቤት ዕዮ ሽም ክሕበር ኣለዎ

7 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ብርብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቤት ዕዮና ሳንዱቕ ጨረታ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቕብ ዝክእል

8 እቲ ጨረታ ዕለት 09/01/2012ዓ/ም ልክዕ 3፡30 ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00- ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 5ይ ደብሪ ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ን/ም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዘለዉሉን ዘየለዉሉን ይክፈት

9 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 5ይ ደብሪ ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ወይ ብቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 00 09 ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo