ኣጎልግሎት ባንኪ ደም ኣክሱም ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዘዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ ምግብን መስተን ፣ ሕተመት ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ደም ባንኪ ኣክሱም

1 ናይ 2011/12ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ  ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣

2 ወረቀት ምስክር ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፣ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዘወራረዱሉ መረዳእታ

3  መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘቅርብ

4 ሰነድ ጨረታ 20.00 ብር ብምክፋል ካብ ኣጎልግሎት ባንኪ ደም ኣክሱም ካብ ዕለት 27/12/2011ዓ/ም    ምዉሳድ ትክእሉ

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ባንኪ ደም ኣክሱም 10/01/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ቀ ኮይኑ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዝርከቡ ይምረፅ

6 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

8  ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 75 21 79

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo