ዞባ ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ምድብ መጋብያ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝተመደበሉ ኣጎልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ ናይ ዉሽጢ መጋጣጠምቲ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፣መለዋወጢ ኣቁሑ መኪናን ፣ሳይክልን ኣወዳሩ ክዕድግ ይደሊ

ዞባ ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ምድብ መገባያ ሑመራ

1 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊቲግብሪ ቲን ናምበር ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

3 ናይ መቕረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉ ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንን 

4 ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

5  መኸበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት5000 ብር ፣ ኣቁሑት ፅሬት3000 ብር፣ ናይ ዉሽጢ መጋጣጠምቲ2000፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን 3000ብር  ፣መለዋወጢ ኣቁሑ መኪናን 2000ብር ፣ሳይክልን2000ብር

6 ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዞባ ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን ቢሮ ቁፅሪ ምዉሳድ ይክእሉ

7 ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ትካልና ከቅርብ ዝክእሉ

8 ምልከታ ጨረታ 29/12/2011ዓ/ም ክሳብ 07/01/2012 ዓ/ም ዝፀንሕ ይከዉን ጨረታ 08/01/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ንጉሆ ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 48 00 28 ይደዉሉ  

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo