ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንናይ ኮሌጅና ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝዉዕል ሰርቪስ መኪና ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዘመን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ

1 ብመሰረት እዚ ተጫራቲ ሕጋዉን ዝተሓደሰን ፍቃድ ንግዲ 2011 ዓም ከቅርብ ዝክእል

2 መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎን ተወሳኪ እሴት ታክሲ ተመዝጋቢ ዝኾነን

3 አብ ተወሳኪ እሴት ታክሲ (VAT) ተመዝጋቢ ምኻኖም ዝገልፅ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቕርቡ ይግባእ

4 መኽበሪ ጨረታ ነነፍስወከፍ ጨረታ ሰነድ 4,000.00 ቅርሺ ብብሄራዊ ባንኪ ዝተረጋጋፀ ሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ምቅራብ ዝክእል ወይድማ ብጥረገንዘብ ከቅርብ ዝክእል

6 ንነፍስወከፍ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋናንስን ምምሕዳር ንብረትን ካብ ዕለት 29/12/ 2011 ዓም ክሳብ ዕለት 14/01/ 2012 ዓም ምዉሳድ ይክእሉ ናብቲ ንጨረታ ዝተዳለወ ሳንዱቀ ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም

6 ኣሸናፊ ምካኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ዉዕሊ መኸበሪ ከትሐዝ ኣትሒአዙ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ስራሕ ዝጅምር

7 ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 14/01 /2012 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ጨረታ ሳንድቅ ዝኽፈተሉ ዕለት 14/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይከዉን

8 ኣብ ምንግስታዊ ቤት ዕዩ ኣብ ዝፍፀም ግዝኢት ንምስታፍ ኣብ ናይ ኣቕሑትን ግልጋሎት መቕረብቲ ምኻኖም ዘረጋገፅ መለለይ ካርዲ ዘለዎ ቅዳሕ ገይሮም ከትሓሕዙ አለዎም::

9 ጨረታ እንትክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ክርከቡ ይግባእ

10 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋክል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ አዩ::

12 አብ ዝቐረበ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝርዝር ዝሐዘ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን ሓበሬታ እንትሃልይዎም አብ መብርሂ ይሓብሩልና:: 0342419467 ወይ 0914413007 ምድዋል ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo