ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣መቕረባይነት ሰርትፊኬት ፣ ምስ ንግዲ ፍቃድ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/09/2011ዓ/ም ክሳብ 01/13/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30  ኣብ ዘሎ ግዜ ምዉሳድ ትክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/13/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ታዓፅዩ በቲ ዕለት 4፡30 ኣብ ቤት ዕዮና ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599925 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo