ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብቲ ወረድኡ ንዘለዋ ኣብያቲ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ስራሕቲ ሕትመት፡ መቀያየሪ ኣቁሑት ሞተር ሳይክልን፡ መቀያየሪ ኣቁሑት መኪና፡ ናይ ፓፕሰሪያ ስራሕቲ ከም ጨርቂ ወምበር ምንፃፍ ምድርቤትን ካልኦት ናይ ፓፕሰርያ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ

ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ

  1. ናይ 2007 ዓም ግብሪ ዝከፈለን ናይ 2008 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን
  2. ዝተሓደሰ መቅረባይነት መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎን
  3. ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኮኑ እዚ ንናይ ፓፕሰርያ ስራሕቲ ኣይምልከትን
  4. ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 24 ጥቅምቲ  2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 8 ሕዳር 2008 ዓም ምዉሳድ ይከኣል
  5. መክበሪ ጨረታ ሰነድ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ 3,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብዝተፈለጠ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
  6. ጨረታ ዕለት 8 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ 8 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 4፡ 30 ቅድም ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሐዳር ንብረትን ኬዝ ቲም ዕዳጋ ይክፈት
  7. መቀያየሪ ኣቁሑት መኪና ዝሰዓረ መቅረባየ ናብ ሽረ እንዳ ተስፋይ ኣስመላሽ ኣታዊ ዝገብር
  8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ  እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  ብቁፅሪ ስልኪ 0345550125 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo