ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቀሑት ሞተር ሳይክልን ሕትመትን ፣ ጎማ መኪና ምስ ካላማደርያ ዝኣመሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ

1 ተጫረቲ ውሽጢ ዓዲ በበዚ ዘፈሩ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ፤

2 ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩምን መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎ ዋና ምስ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤

3 ተጫረቲ ውሽጢ ዓዲ ናይ 2011 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

4 ተጫረቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባትን ናይ ወርሒ ሓምለ 2011 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጡን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእል፤

5 መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ንመሳርሒ ፅሕፈት 15000ቅርሺ ንመለዋወጢ ኣቁሑ ሞተርሳይክል ጎማመኪናን 10000 ብር ስራሕቲ ሕትመትን ኣቁሐት ፅሬትን ኤሌክትሮኒክሰን 5000 ብር  ብባንኪ ዝተረጋገፀ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 መጋዓዓዚ መፅዓንን መራገፍን ክሳብ ጣብያ ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ክሽፍኑ ዝክእሉ፤

7 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 30 መዓልቲ ይከዉን።

8 ሰዓራይ ኮይኑ ዘቅረቦ ዝሰዓሮ ብዝምልከቶ በዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ርኽክብ ይፍፀም።

9 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 60.00 ቅርሺ እንዳከፈልኩም ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 29/12/2011ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ቢሮ ቁፅሪ 7 በምዉሳድ ትክእሉ።

10 ንመሳርሒ ፅሕፈት ዕለት 15/01/2012 ሰዓት 3:15 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:30 ንጉሆ ይክፈት።

11 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ፅሬትን 15/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 5:15 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:30 ይክፈት።

12 ናይ መለዋወጢ ኣቀሑት ሞተር ሳይክልን ሕትመትን 15/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:15 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:30 ይክፈት።

14 ናይ መኪና ጎማን ካላማደርያን ሕትመትን 15/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 10:15 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 10:30 ይክፈት።

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347-712321 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo