ቤት ፍርዲ ወረዳ ፀለምቲ ነቲ ቤት ዕዮ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ 1 መሳርሒ ፅሕፈት 2 ኤሌክትሮኒክስ 3 አቁሑት ቢሮ 4 ስራሕቲ ሕትመት ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፍርዲ ወረዳ ፀለምቲ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ወረቀት ምስክር መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎም

2 ኣብ ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን  ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ

4 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብር ብሲፒኦ ወይ ብዝተረጋገፀ ቼከ ወይም ድማ ብጥረ ገንዘብ

5 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ትካልና ከቅርብ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ናብ ቤት ፍርዲ ወረዳ ፀለምቲ  ቢሮ ቁፅሪ 1 ብምምፃእ ምዉሳደ ይካኣል

7 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ብምግባር ነናይ ባዕሉ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ዝገብር እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ 05/01/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ 06/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ዘለዉሉን ዘየለዉሉን ይክፈት

8 እቲ ጨረታ 20 ሚኢታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይክእል

9 ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ 30 መዓልቲ እዩ

10 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 62 02 38 //03 46 62 03 00

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo