ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ ቢሮ መኻይን ንምፅጋንን ሰርቪስ ንምግባር ስለ ዝደለየ ደረጃ 4ተን 5ተን ፍቓድ ዘለኩም ጋራዥ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ዕደጋን ሕርሻ ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ሕጋዊ ነጋዶ ምዃንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትኽእሉ

2 ናይ 2008 ዓ/ም ፍቓድ ንግዲ ዘሐደስኩም::

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TIN/  ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 መቅረብቲ ካብ ዕለት 22 /02/2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 6/ 03 / 2008 ዓ/ም  ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብኤጀንሲ ፕሮመሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕረሻ ክልል ትግራይ ከይዲ ሰራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 1ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ106 ዘይምለስ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ አብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይከአል::

5 ተጫረቲ ምስ ሰዓሩ ዉዕሊ ንክአስሩ ይግደዱ

6 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 6/ 03/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00   ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ንምኽፋት ኣይተዓናቐፍን:

7 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ  03 44 40 50 30 ምሕታት ይኸአል እዩ::

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo