ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ መካይን ጎማ ስራሕ /ጎሚስታ/ ብግልፂ ጨረታ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ዕደጋን ሕርሻ ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ሕጋዊ ነጋዶ ምዃንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትኽእሉ

2 ናይ 2008 ዓ/ም ፍቓድ ንግዲ ዘሐደስኩም::

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TIN/  ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 መቅረብቲ ካብ ዕለት 22 /02/2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 6/ 03 / 2008 ዓ/ም  ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብኤጀንሲ ፕሮመሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕረሻ ክልል ትግራይ ከይዲ ሰራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 1ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ106 ዘይምለስ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ አብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይከአል::

5 ተጫረቲ ምስ ሰዓሩ ዉዕሊ ንክአስሩ ይግደዱ

6 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 6/ 03/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00   ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ንምኽፋት ኣይተዓናቐፍን:

7 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ  03 44 40 50 30 ምሕታት ይኸአል እዩ::

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo