ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ን ICT ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ

1 ምልክታ ፕሮፎርማ ዝምልከት ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ቲን ቑፅሪ ዘለዎ ምካኑ ብግልፂ ዘንብብ መረዳአታ ከቅርብ ይግባእ

2 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 01/12/2011 ሰዓት 8፡00 ኣብ ቢሮ ትመህርቲ 1ይ ደብሪ ዕደጋ ክፍሊ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ  ይካኣል

3 ፕሮፎርማ ዕለት 01/13/ዓ/ም ሰዓት 8፡45 ተዓሺጉ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

4 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ . 03 44 40 34 77 /03 44 40 82 99

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo